ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት :ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን: ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት : ንጀሬተርን ናይ ተሽከርከርቲ ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ:: 4 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ዕለት 26/4/2010 ዓም አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 150.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

5 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/4/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/05/2010 ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/05/2010 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

7 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ዝንተተገሊፁ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10% performance bond ከትሕዝ ዝክእል 8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ 

10 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ብምቅራብ ወይ ድማ ብስለኪ ቁፅሪ 0342401514 /0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ