ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ዘርፊ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን 

2 ቲኦቲ ወይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ መቅረባይነት ፍቃድ ዝሓዙ 

3 ናይ ዘእትዉዎ ዋጋ መከበሪ ጨረታ10,000 CPO ከትሕዝ ዝኽእል 

4 ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዝከፍሉ ዝክእሉ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 19 ክወስድ ዝክእሉን

5 ዝሰዓረ ተጫረቲ ካብ ዉዕል ዝኣሰረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ገጢሙ ፈተኑ ከረክብ ዝክእል

6 ተጫረቲ 1 ኦርጅናልን ቅዳሕን ቴክኒካል ከምእዉን 1 ኦርጅናል ን ቅዳሕን ፋይናንሻል ደኩመንት ከረክብ ዝክእል 7 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ምሸተ ተዓፅዩ ዕለት 4/5/2010 ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት 

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400336/404523