ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወይ ድማ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀተ ምስክር ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓም ቫት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገነዝብ ንመሳርሒ ህንፃ 16,000.00 ቅርሺ: ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 2000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን እቲ ቤት ህንፀት በቲ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫረቲ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ታህሳስ 2010 ዓም ክሳብ 1 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይከኣል

9 Â ነዚ ተባሂሉ ዝተዳወ ሳንዱቅ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 17 ታህሳስ 2010 ዓም ክሳብ 2 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይከዉን

10 ኣብ ስራሕ ሰዓት እነዳመፃእኩም ድማ መወዳደሪ ፖስታ ብምዕሻግ ምእታዉ ይከኣል

11 Â ሳንዱቅ ጨረታ 2 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡10 ይክፈት

12 ተጫሪቱ ዝሰዓረ ነጋዳይ ድሕሪ ቅሬታ መስምዒ 3ተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ መፂኡ ካብቲ ዝሰኣሮ ንብረት ዋጋ 10ሚኢታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ዝክእል ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእለ ኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዕዝያ መራገፍን ብምሽፋን Â ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ዘረክብ ከምዉን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታልቲ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344442182/3839/2289ደዊልካ ምሕታት ይከኣል