- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ፈርኒቸር ዘለዎ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ
- ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/03/2010 ዓ/ም ክሳብ 11/4/2010ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/4/2010ሰዓት 9:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 8:30 ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- ናይ 2009 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል:
- ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583