ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 13/3/2010 ዓ/ም ክሳብ 25/03/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናየ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ

እቲ ጨረታ 25/03/2010ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ Â 25/03/2010ዓ/ም ደዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት

ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕለዉ እዩ መቐለ

ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል