ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

Â

  • ሎት ሓደ መሳርሒ ፅሕፈት
  • ሎት ክልተ ስራሕቲ ሕትመት
  • ሎት ሰለስተ አቁሑት ፅሬት
  • ሎት ኣርባዕት ኮምፕተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
  • ሎት ሓሙሽተ አቁሑት ቢሮ
  • ሎት ሽዱሽተ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት
  • ሎት ሸዉዓት ናይ መኪና ጎማታት
  • ሎት ሸሞንተ ናብ ዝተፋላለየ ጣብያታት መጋዕዝያ መኪና

1 ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ሸሞንተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

2 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 3 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

መከበሪ ጨረታ ሕድሕድ ሎት 5,000 ቅርሺ

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል