ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ

  1. ኣብቲ ዉድድረ ክካፈሉ ዝግብኦም መቅረብቲ ንዘቅርብዎም ኣቁሑት ዝተተሓሓዘ ዝተሓደሰÂ ናይ Â 2009 ን 2010ን Â በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. መሳርሒ ፅሕፈት ንምቅራብ ንትወዳደሩ ን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ሰነ 2009 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 06 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
  4. ሳንዱቅ ጨረታ 06/ 02/ 2010 ዓም ሰዓት 3:10 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ

    5. እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

    6. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â