ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ አብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

1 Â ናይ 2009 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ቲን ቁፅሪ

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ናይቲ ጠቅላላ ዘእተዉዎ ናይ ጨረታ ዋጋ 2% CPO ብሰም ኒኮላስ ሮቢንሰን ቤት ትምህርቲ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቅድሚ ሕዚይ ዝሰርሕዎ ስራሐቲ ብእዋኑን ብፅሬትን ከምዘረከበ ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ 20.00 /ዒስራ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 06/04/2009 ዓ/ም ክሳብ 15/ 04/2009 ዓ/ም ምዕዳግ ዝክእሉ

6 ጨረታ ዕለት 15/04/09 ዓ/ም ሰዓት 3:20 ተዓሺጉ ዕለት 15/04/09 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ተጫረቲ ጨረታ ደኩመንት አብ ዝእትዉሉ

  • ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ
  • CPO ኦርጅናል Nicolas ኒኮላስ

7 ጨረታ ሰነድ ዝገዝአሉ ናብ ቤት ትምህርቲ ገንዘብ መቀበሊ ደረሰኝ ኮፒ

8 ንግዲ ፍቃድ ምዘገባ መቅረባይ ቲን ቁፅርን ቫት ወይ ቲኦቲ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ገይሮም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ የእትዉ

9 አብዚ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም ተጫራታይ ብግልፂ ክፀሓፍ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ን ኮፒ ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

10 አብ እዋን ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንተዝይቐሪቡ እቲ ጨረታ ሰነድ አይክፈትን ወይ እቲ ሰነድ አብ ዘየለኹሉ ይከፈት ዝብል አብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ይፀሓፈሉ

11 ኻልእ ተጫራታይ ኣብ ዝቀርብ ዋጋ ተደሪኩ ዋጋ ምቅራብ ካብ ጨረታ የሰርዝ እዩ

ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ኒኮላስ ሮቢንሰን 2ይ ብርኪ ቤት ካብ 2:00 ሰዓት ክሳብ 8:00 ሰዓት

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ዓዲ ሽምዱሑን ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ

ንዘበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400138