ስለዚ ሰነድጨረታካብ 4 ታሕሳስ 2009 ዓምክሳብ 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብ ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስንእታወረዳምዉሳድይከኣል
ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቀሕታት
- ዝተሓደሰመረዳእታፍቃድንግዲናይ 2009 ዓምከቅርብዝክእል
- መረዳእታከፋላይግብሪከቅርብዝክእል
- ተመዝጋቢተወሳኪእሴትታክስዝኮነ
- ናይወርሒ ጥቅምቲ 2009 መረዳእታከቅርብዝክእል
- Â መረዳእታዝተሓደሰመቅረባይነት 2009 ዓምከቅርብዝኸእል
- መክበሪጨረታ ንሕድሕድ ንመሳርሒ ህንፃን አቁሑ ኤለክትሮኒክስ 10,000 ንዝተረፉ ድማ 5000 ቅርሺብጥረገንዘብወይብሰፒኦከትሕዝዝክእል
- ኣብበዝሒ 20% ምዉሳክወይምቅናስከምዝከእልድማክፈልጥኣለዎ
- ሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉእዋን
ንመሳርሒ ህንፃ Â ዕለት 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና Â ዕለት 20 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልÂናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ
ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካምሕታትይከኣል