ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ሚኢቲ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ምዉድዳር ዝደሊ
- Â ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 25/02/2009 ዓ/ም ክሳብ 09/03/2009 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 09/03/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 11:00 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉለ ይክፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓለቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁÂ 0344460052