ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ

ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008/2009 Â ዓም ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  4. መረዳእታ መቅረባይነት 2009 ዝሓዝኩም
  5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ካብ ቤሮ ቴክኒክ ትምህርትን ስልጠናን ክልልትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ኮምፐሌክ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ 16 ጥቅምቲ 2009 ዓም ክሳብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 2:30 ክትወስዱ ትክእሉ
  6. ጨረታ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ኣብ ቤሮ ቴክኒክ ትምህርትን ስልጠናን ክልልትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ኮምፐሌክ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 333 ይክፈት
  7. መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ውይ ጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
  8. ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
  9. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ንተከታተልቲ 10 መዓልቲ ይከዉን
  10. ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  11. ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
  12. እቲ ትካል Â ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል