ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ምድብ - 1Â /LOT -1 : -Â ሃለቕትን ቐወምትን ናይ መሳርሒ ፅሕፈት

ምድብ - 2Â /LOT -2 : - ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት

ምድብ - 3Â /LOT -3 : - ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ናይ መኪና ጎማንÂ Â Â

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርተፊኬት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

3Â ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበÂ VATÂ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ መስከረም 2009 ዓ/ምÂ Â VAT ድክላሬሽን ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል:;

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስኽር ወረቐትÂ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒንÂ ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩÂ Â እቲ ዝተሐተተ ፈርኒቸር ኣቑሑት ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል::

6 ናይ መወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምንÂ ፌርማን ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ::

7 ተጫረቲÂ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታን ሰነድነ ጨረታን ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100. 00 /ሓደ ሚኢቲ ብር ጥራሕ / እናኸፈለ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንሕድሕድ ጨረታ ብር 7000. 00 / ሸዉዓተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ብሽም ቢሮ ትልምን ፋይናንስንÂ / Bureau of plan & finance / ብ CPO ወይ ብስርቲፋይድ ቼክ ዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተዳለወÂ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅደሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

9Â እቲ ጨረታ ዕለት 23/2/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30Â ንጎሆ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ንብረትÂ ምም/ርንቢሮ ቑፅሪ 2-19Â ተጫረቲÂ ወይÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት::

10 ቢሮና ነቲ ጨረታዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስ / ክዉስክ ይክእል እዩ::

12Â ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸዉን::

13Â ንዝበለፀÂ ሓበሬታብቴሌፎን ቑፅሪÂ 03444105291Â / 0344406200 /01-09 Â ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑ ንሕብር::