ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ሰነ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ዝምልከቶ ስረሕ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ተወዳዲሮም እንተአሸኒፎም ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ 10ተ መዓልቲ እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

6 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 18/2/2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ተወዳዲሮም ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፓርት ናብ ቤት ፅሕፈት አታዊ ይገብሩ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል