ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
1 ብዘርፉ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
4 ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15ተ መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 01 ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 01/2/ 2009Â -Â 15/2/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:30 ይኽፈት::
8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::
- Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ::
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | Â | መብርሂ | ||
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ኮንፎርት | 1ይ ደረጃ ንኣዉቶሞቢል | ብሴት | 04 | Â | Â | Â | Â | Â |
2 | ሙቀት መከላከሊ | Â | ብሴት | 04 | Â | Â | Â | Â | Â |
3 | መሪ ከቨር | Â | ብቁፅሪ | 07 | Â | Â | Â | Â | Â |
4 | ጭቃ መረጋገፂ | Â | ብሴት | 07 | Â | Â | Â | Â | Â |
5 | ኮንፎርት | 1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባዱላ | ብሴት | 10 | Â | Â | Â | Â | Â |
6 | ጭቃ መረጋገፂ | 1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባድላ | ብሴት | 14 | Â | Â | Â | Â | Â |
7 | መሪ ከቨር | 1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባድላ | ብቁፅሪ | 30 | Â | Â | Â | Â | Â |
8 | መሪ ከቨር | 1ይ ደረጃ ኤፍ ኤስ ኣር | ብቁፅሪ | 02 | Â | Â | Â | Â | Â |
9 | ጭቃ መረጋገፂ | 1ይ ደረጃ ኤፍ ኤስ ኣር | ብሴት | 02 | Â | Â | Â | Â | Â |
10 | ጭቃ መረጋገፂ | 1ይ ደረጃ Â ሃርድ ቶፕ | ብሴት | 14 | Â | Â | Â | Â | Â |
Grand Total | Â | Â | Â | Â | Â | Â |