ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

1 ብዘርፉ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 01 ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 01/2/ 2009Â -Â 15/2/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:30 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ::

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መዕቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

Â

መብርሂ

ብር

ብር

1

ኮንፎርት

1ይ ደረጃ ንኣዉቶሞቢል

ብሴት

04

Â

Â

Â

Â

Â

2

ሙቀት መከላከሊ

Â

ብሴት

04

Â

Â

Â

Â

Â

3

መሪ ከቨር

Â

ብቁፅሪ

07

Â

Â

Â

Â

Â

4

ጭቃ መረጋገፂ

Â

ብሴት

07

Â

Â

Â

Â

Â

5

ኮንፎርት

1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባዱላ

ብሴት

10

Â

Â

Â

Â

Â

6

ጭቃ መረጋገፂ

1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባድላ

ብሴት

14

Â

Â

Â

Â

Â

7

መሪ ከቨር

1ይ ደረጃ ፒክ ኣብ ኣባድላ

ብቁፅሪ

30

Â

Â

Â

Â

Â

8

መሪ ከቨር

1ይ ደረጃ ኤፍ ኤስ ኣር

ብቁፅሪ

02

Â

Â

Â

Â

Â

9

ጭቃ መረጋገፂ

1ይ ደረጃ ኤፍ ኤስ ኣር

ብሴት

02

Â

Â

Â

Â

Â

10

ጭቃ መረጋገፂ

1ይ ደረጃ Â ሃርድ ቶፕ

ብሴት

14

Â

Â

Â

Â

Â

Grand Total

Â

Â

Â

Â

Â

Â