ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ

  1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰÂ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድÂ ዘለዎም መረዳእታ ኣማሊኡ ዘቅርብ
  2. ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሑመራ
  3. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉዕለሉ እዋን ካብ ዕለት 24/ 01/ 2009 ዓ ም ክሳብ 09/02/ 2009 ዓ/ም
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/02/2009 ዓም ሰዓት 2፡30 ናይ ንጎሆ
  5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/ 02 /2009 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሑመራ ይከዉን
  6. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
  7. ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ

Â