ሴቭ ዘ ቺልድረን

1 ሞዴል 105 ዝኾነት መኪና

2 ሙሉእ ቀበቶ/ safty belt/ ዘለዋ ከምኡዉን 6 ሰብን ካብኡ ንላዕልን እትሕዝ

3 አየር ኮንዲሽነር /AC/ ዘለዋ

4 ዝተጠየቀ ዝተሐተተ መኪና ብቅልጡፍ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ 2008 ዓሐም ከም ኢትዩጰያ ኣቆፃፅራ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን ሙሉእ ኢንሹራንስ ዘለዎ

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

7 ቴክኒካዊ ፀገም ዘይብለንን መስተዋተን ማዕፆአንን ብትክክል ዝሰርሕ ማካኑ ዝተረጋገፃ

8 ካብ ሙሉእ ወረዳታት ትግራይ ከስርሕ ዝክእላ ተሽከርከርቲÂ ከቅርብ ዝክእል

9 መቅረብቲ ካብ ዕለት 3/10/2016 ክሳብ 12/10/2016 ፈረንጂ ብስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ከብቲ ድርጅት ብምዉሳድ ብክልተ ፖስታ ሰታሪት ቅዳሕን ኦርጅናልን ሞሊእኩም ከምኡ ድማ መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ መልክዕ ካብ ባንኪ ክተቅርቡ ከምዘለኩም እናሐበርና እቱ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘለዉሉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ 9:00 ይክፈት

10 መተሓሳሰቢ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ከዓ ብክፋሉ ንምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልክ ቁፅሪ 0344 41 56 07Â