ስለዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
- ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲመፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ካልእ አድላዩ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- Â ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
- ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ወይከዓ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
- እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል ወይከዓ ብ 14 ፖስታ ሳነዱቅ ቁፅርና ምልኣክ ትክእሉ
- ሰዓራይ ዝኮነ ተጨራታይ ምስዓሩ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም
- ሳንዱቅ ጨረታ 14 መስከረም 2009 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727/ 0914743961
Â