ፕሮፎርማ -ጨረታ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ፅሕፈት-መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ከፋልነት(TN Noስርተፊኬት ዘቅርቡ ፡፡
፣ መለለይ ግብሪ
2. ተወዳደርቲ መሊእኩም ኣብ ተቅርብዎ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ብምግባር ሙሉእ መረዳእታኦም ብጥንቃቀ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ከቅርቡ ይግባእ።
3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ማእከልና ብዝተዉሃበኩም /ዝወሰድክምዎ ወይ ብተመሳሰሊ ናይ ባዕልኹም ቅጥዒ መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ።
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ብክፋል' ይኩን ሙሉእ በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
5. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።
6 ሰዓራይ እቲ ዘነፎም ንብረት ብዝተጠቐሰ በዝሕን ፅሬትን በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት እንተዘይኮይኑ ኪሳራ ብናይ ባዕሉ ይከውን ፡፡
7. ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኾይኑ ዝፀንሓ ካብ ዕለት 02/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 04/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኾይኑ ዕለት 04/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡15 ተረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ___ ብዘለዉዎ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጓጎልን"
8. ሰዓራይ እቲ ንብረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ኣለዎ፡፡
9. ተጫረቲ እቲ ንብረት ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7/ ተከታተለ መዓልቲ ክቅርብ ኣለዎ ።