ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ብረታ ብረት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዓንድታት ብላሜራ ኣቅሪብካ ምግጣም | ዝርዝር ስራሕቲ 1. ዓቐን ላሜራ ቅድሚ ምሽብሻብ ምትዕፅፃፍ1 ሚ.ሜ2 ሜ1.25 ሚ.ሜ 2. ብላሜራ ዝሽፈኑ ዓንዲታት በዝሒ 9 3. ብዲዛይን መሰረት ንምሽፋን ዝስርሑ ስራሕቲ + ላሜራ ብማሽን ምቁራፅ ምዕፃፍ ምዕራብን ምልሓምን 4 ንምትሕሓዝ ዘድሊ ኣንግል ባር ሓፂናት ምጥቃም ♦ ቐለም ምልካይ ፀሊም ናይ መኪና ቀለም ብኮምፕረሰር ምቕባእ | ቑፅሪ | 25 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 01/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 04/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ናብ ቢሮ ኣቅሪቦም ብዲዛይን መሰረት ክገጥሙ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ