ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ምልክታ ፕሮፎርማ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ R /ኦርጅናል | 42410-60060 | 01 | pis | |||||
| 2 | ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ LH /ኦርጅናል | 42440-600020 | 01 | pis | |||||
| 3 | ታይሮይድ ኢንድ Rዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 45046-39505 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 4 | ታይሮይድ ኢንድ ዚ ናይ ፓራዶ/ኦር | 45046-39505 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 5 | ቅድሚት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 48510-60281 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 6 | ድሕሪት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 48530-69485 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 7 | ኣየር ከሊነር ሆዝ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 17881-75220 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 8 | ሳሊሻትዮ ሆዝ ሰፊሕ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 77213-35390 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 9 | ኮፎኖ ኣምዝራተር ዚዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 53450-69055 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 10 | ኮፎኖ ኣምዝራተርRዘ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 53440-69065 | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 11 | ባትሪ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 70ኣምፔር | 01 | ብቁፅሪ | |||||
| 12 | ኮምፎርት VIP ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | ኮምፒሊት | 01 | SET | |||||
| 13 | ቡሸንግ ሮድ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል | 48714-35010 | 02 | ብቁፅሪ | |||||
| 14 | ጎማ ናይ ፓራዶ/ ኦርጅናል | 265/65R17 | 05 | PIS | |||||
| 15 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፈሰ ናይፓራዶ/ኦርጅናል | ሓፊሰ | 02 | PIS | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ
ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/07/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 03/07/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8.ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡
9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ
ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-