ሆስፒታል መቐለ

በቑፅሪ 330/0ፕ18-1/18

ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ዲቫይደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

በዚ መሰረት

1. ብዘፈር ዓውደ ስራሕ ልዕል ኢሉ ብዝተጠቐሰ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዲክለረሽን፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ/ላ

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 26/6/2018 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 4ይ ደብሪ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ይክፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ንብረት ሰዓርቲ ምምዃኖም ደብዳበ ካብ ዝበፅሖም ዕለት ጀሚሩ ናብ ትካልና ኣብ ሓፂር ግዘ ብናይ ባዕሎም/ለን ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ የገልግል

6. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም/ለን ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

8. ዝቐርብ ደረሰኝ ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ክቕርብ/ርባ ዝኸእሉ/ላ

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝሮ መግለፂ ስፔስፊክሽን/መዐቀኒበዝሒነ /ዋጋጠ/ ዋጋመብርሂ
ዲቫይደርጋርዲያን ሽልድ ዝብል ኣብቲ ዲቫይደሩ ክህልው ኣሎዎ በዓል 6 ቀዳዳ 4* መስመር ዝመስል ሕንፃፅ ዘሎወዲቫይደርቁፅሪ40