ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2018 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዝሐደሱን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግበሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመገቡን ናይ 2018 ዓም ፈቃድ ዝሐደሱን

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

5 ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ መረደእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ንመከበሪ ጨረታ ንዘይሰዓረ ሽዑ ዝምለሰሉ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ተረጋጊፁ ብዝቀረበ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዙ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ካብ ዝተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

8 ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንበረት ብቲ ዝወዳደረሉ ዝርዝር መዓቀኒታት ወየ ስፐስፌከሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ክፈሊ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝረከበሉ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ምምሕዳር ንበረትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሸ ዝርከበሉ ህንፃ ኣብ ምድር ቤት ኮይኑ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክኣል

10 ንሐደ ዝቀርበ ዋጋ መሊእኩም ብሽሞም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 19/6/2018 ዓም ክሳብ 4/7/2018 ዓም ልክዐ ሰዓት 3:30 ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

11 ሳንዱቅ ጨረታ 4/7/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ዝክፈት ኮይኑ ኩሉ ዘድሊ ኣማሊኡ ዘቅረብ ብዘይለዉሉ ክክፈተሎም ከምዝከአል ክፍልጡ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዝዕድጎ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913875262 0342751484