ምልክታ ፕሮፎርማ
ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ RAM፣ SSDን USB wifi Adapterን ናይ ዲስክቶፕ ኮመፒተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት -
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሓደሱን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእለን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /Tin number/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታም ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ።
✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 16/06/2018 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/06/2018 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዕለት 19/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ::
✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።
✓ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ኣለዎ፤ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ሻት ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይውሰድ፡፡
✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' /ሰለስተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ብዕሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል።
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምዕራይ ውድቂ ይግበር
✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ደብሪ ቁፅሪ 01 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ
✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914766805 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡
ዋጋ መምልኢ
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | RAM | RAM 8GB SSD | ቁፅሪ | 10 | ||
| 2 | DDR4 | VMe 512 GB | ቁፅሪ | 10 | ||
| 3 | USB wifi Adapter | USB wifi Adapter | ቁፅሪ | 5 |