ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ

ፃውዒት ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ዕገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ሰርቪስ ንምግባር ስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ ::

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ፒስተን ምስ ከምቻቁፅሪ01
2ዴብራተርቁፅሪ01
3መጋዝ406
4ለቶፕ ላይትቁፅሪ01
5መኽደን ሳልቫትዮቁፅሪ01
6ጌጅቁፅሪ01
7ባውዛ ምስ ከቨርቁፅሪ01
8ፍሬን ሻራ ቅድሚትን ድሕሪትንቁፅሪ01
9ፍሪስዮን ሆልደር ምስ ማኔላቁፅሪ01
10ፍሬን ሆልደር ምስ ማኔላቁፅሪ01
11ዘይቲ ሞተርቁፅሪ01
12ዘይቲ ናላዕሊቁፅሪ01
13ፍራቻቁፅሪ01
14ስፖኮዮቁፅሪ01
15ኣቕራተር ጋይናቁፅሪ01
16ኣራተር ዓፅሚቁፅሪ01
17ቑልፊቁፅሪ01
18ማኔላ መርግሒቁፅሪ01
19ናይ ላዕሊ ዘይቲ ቆትቁፅሪ01
20ሰርቪስቁፅሪ01
ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል
1ፍሬን ሽራ ናይ ድሕሪትን ቅድሚትንቁፅሪ01
2ኩችኔት ናይ ቅድሚትቁፅሪ01
3ዓረር መሪቁፅሪ01
4ሰርቪስቁዕሪ01

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Nurber ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. ቫት ዝተመዝገበ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ካትሕዝ ኣለዎ

5. ዝተዳለወናይ ናይ ውስን ጨረታ ሰነድ ብር 100 ሚአቲ ብር /ዘይምለስ እናኻፈለ ክወስድ

6. ውስን ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 12 /6/ 2018 ዓ.ም ክሳብ 17 /6/ 2018 ዓ.ም

7. ውስን ጨረታ ዝርአየሉ ዕለት 17/6/ 2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት

8. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን