1 ናይ ን 2018 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ቲን ናምብረን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፈኬትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክወስዱ ይክእሉ
4 ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ጨረታ አብ አየር ዘፀንሐሉ ካብ 9/6/2018 ዓም ክሳብ 24/6/2018 ዓም ዕለት 24/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት ንሱ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
7 ሰዓራይ ተጫራቲ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሉ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ኣታዊ ዝገብር
8 ሰዓራይ ተጫራቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ዉዕሊ መከበሪ ክትሕዝ ዝክእል
10 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖሰታ ብምዕሻግ አብቲ ልዕሊ ጨረታ ዝጫረትዎ ዓይነት ጨረታን ናይ ተጫራቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ገይሩ ዘቅርብ
11ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታን መምርሒ ጨረታ ማህተም ፊርማን ክገብርሉ አለዎም
12 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዘይተፈረመሉ ሰነድ ጨረታ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቀባልነት የብሉን
13 ናይ ጨረታ ተወዳደርቲ አብ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይምዝጉባት ክትኮኑ አለኩም
14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943668925