ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኽረ ሰማእታት

ፕሮፎርማ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብትን ቲም ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓፕሮፍርማ ክትመልኡልና ንሓትት።

ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 14/06/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡00 ይኸውን

ኣድራሻ 0914018709

ዓይነት ኣቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1ደስታ ወረቀት 70 ግሪምLaolaብደስጣ
2እስክርቢቶ ሰማያዊ ኦርጅናልLinc offixብቦኮ
3እስክርቢቶ ቀይሕ ኦርጃናልLinc ofixብቦኮ
4ደብተር ባዓል 50 ሉሒ(ባዓል ላስቲክ )Sinar lineብደርዝን
5መስታወሻ

መተሓሳሰቢ ካብ ዝተቀመጠ ዓይነት ፅሕፈት መስራሒ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን

፣ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ።