ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

1ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘለዎ

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

3 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ዘለዎ ክተወዳደሩ ስለ ትክእሉ ናብ ትካልና ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዝርዝር ናይቲ ኣቅሑት ዝሐዘ ሰነድ ብር 2000 ብምክፋል ካብ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት መሰተ ማይ ብኣካል ብምምፃእ ካብ ዕለት 10/6/2018 ዓም ክሳብ 30/6/2018 ዓም አብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ

5 ናይ 2018 ዓም ዘበን ግብሪ ዝከፈሉ ወይድማ ዝሐደሰሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ

6 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቲን ምቅራብ ዝክእል

7 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ዘለዎን ዝከፈለሉን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ፎቶ ኮፒ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ከቅርብ አለዎ

9 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ናይ ማይ ትቦታታትን መገጣጠምን 200000 ብር: ናይ ማይ ቆፀርቲ 50000 ብር : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓን 50000 ብር : ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ብኣፍለጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 ቫት ሓዊሱ ክመልእ አለዎ

11ታሕሳስ ወይ ጥሪ 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ አብ ዝወዳደረሉ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

12 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ዓብይ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ብምዉሳድ ብክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፁን እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ክሳብ 30/6/2018 ዓም ሰዓት 3:20 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ዕለት 30/6/2018 ዓም ሰዓት 3:21 ተዓሺጉ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓብ ዓዲ ቦታ ግልጋሎት መስተ ማይ ክይዲ ስራሕ ምሕደራ ሃፍቲ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ 30/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘትረከብሉ እዋን ናይ ጨረታ ፖስታ ይክፈት

13 ተጫራታይ እቲ ጨረታ ኣሸኒፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ንብረት የቅርብ

14 ብኣሸናፊነት ተመዝጊቡ ብእዋኑ ኣቅሑት ዘየቅረበ በቲ ናይ ጨረታ ደምቢ መሰረት ዕዳጋ ቁፅሪ 3/2009 1/1000 እናቅረበ እቲ ንብረት የቅርብ

15 ኣብ ዘቅርቦ ሰነድ ሽምን ፊርማን ክገብለሩ አለዎ

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914241851