ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

1 ስፉይ ሸሚዝ

2 ካኪ ክዳን

3 ሓፂር ቆርበት ጫማ

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ:

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/06/2018 ዓ/ም –16/06/2018 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 16/06/2018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::