ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ


ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ france EMBASY ብምትሕብባር ኣብ ነጋሽ ንዝርከብ site WGSS MAIERIAL ንብረት ከም PLASTICS MESH ፣ BROMM SHAMPOO ፣ ... ወዘተ ዝአመ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ትዕድም::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበእ ረቋሒታት

14. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ከቅርብ ዝክእል

15. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ( TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

16. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬትን መቕረባይነትን ከቅርብ ዝክእል

17. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

18. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምክፋል ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብአካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል

19. ተጫራታይ ስዓራይ ምኳኑ ከብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ክገብር ይግባእ ይገብር

20. ሰዓራይ ተጫራቲ ነቲ ዝሰዓሮ ነብረት ብናይ ራንስፖርት ናብ ማ.ደ.ኣ.ት መቐለ ስቶር ኣታዊ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ

21. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን

22. ተጫራታይ አብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ

23. ጨረታ ሰነድ አብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/05/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/06/2018 ዓ.ም ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ አብ ቀበሌ 15 አብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን

24. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20% ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይኸእል

25. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒሉ አብ / ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን

26. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምኳኑ ክንገልጽ ንፈቱ::