ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ /ሕትመት አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | PHARMASl Registretion book ኣብ ሓደ 200ቅጥል ዝሐዝ | ብሳምፕል | መዝገብ | 4 | |||||
| 2 | lab registretion book ኣብ ሓደ 200ቅጥል ዝሕዝ | ብሳምፕል | መዝገብ | 4 | |||||
| 3 | referal slip ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ 44 | ብሳምፕል | ፓድ | 5 | |||||
| 4 | OPD Registretion book ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል መዝገብ | 00 | 8 | |||||
| 5 | ሞዴል 42 | ብሳምፕል | ፓድ | 3 | |||||
| 6 | ናይ ጥዕና ጣብያ ቢን ካርድ ናይ መድሓኒት | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 200 | |||||
| 7 | Indivildual folder | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 5000 | |||||
| 8 | ሞዴል 70 ሐ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 400 | |||||
| 9 | ሞዴል 70ለ1 | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 400 | |||||
| 10 | ሞዴል 70ለ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 400 | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ
ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/06/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 11/06/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/06/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ
ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-