ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ለካቲት ወርሒ 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ላፕቶፕ ባትሪ | Hpelite book 840G3 | ቁፅሪ | 2 |
እንክተሎም መምርሒ
እንክተሎም መምርሒ:
ፋ. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 9/06/2018 ዓ/ም - ዕለት-12/06/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/06/2018 ሰዓት 04፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል : ኣቑሑት ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክኣል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒኡ ዝፀንሓለ ግዜ 5+ማዓልቲ እዩ::
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ