ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

ንጉሆ መእተዊ ሰዓት 1: 30 ንጉሆ መጀሚሪ ቦታ 70 ካሬ 22 ቀልቀል ደብሪ ከተማ መብፅሒ ፋብረካ ሰዓት 2:00 መዉፅኢ ምሸተ ሰዓት 11:15 መጀመሪ ቦታ ፋብረካ መብፅሒ ቦታ ቀልቀል ደብሪ 70 ካሬ 22 በፅሒካ መልሲ ኬሜትር ኖርማል ሽፍቲ

ካልኣይ መእተዊ መጀሚሪ ቦታ ካብ ሮማናት ሰዓት 12:00 ንጉሆ ካብ መሰቦ መውፅኢ 1:15 ቀትሪ ካብ ሮማናት ናብ መሰቦ መእተዊ ሰዓት 7:00 በፂሕካ መልሲ ብኬሜትር ካብ መሰቦ መዉፅኢ 8:15 ምሸት ካብ ሮማናት መሰቦ መእተዊ 3:00 ካብ መሰቦ መዉፅኢ 4:15 በፂሕካ መልሰ ብኬሜትር ሽድሸተ ትሪፕ ሽፍቲ

ሳልሳይ ቀዳማይ ደረጃ ኮስተር ሚኒቫስ 27 ሰብ ትሕዝ በቲ ተሓሒዙ ዘሎ ዝርዝር ቦታ መሰረተ ማይጨዉ ዓይባ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ዓይባ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ክሳብ ክሳድ ግዶ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ሽብጣ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ስታዲዩም በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ እስኮማጆ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ሓሸንገ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ኮረም በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ማይ ማዕዶ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ መኮኒ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ጨርጨር በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ አላማጣ በፂሕካ መልሲ ካብ ማይጨዉ ነቅሰግ በፂሕካ መልሲ

1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ብባዕል መዚ እቶት ዝተፈቀደሎም ቅብሊ ከቅርቡ ዝክእሉ ብዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ቅብሊት ዘለዎ በቢሮን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ብማሕበር ተወዲቦም ደረጃ ብቅዓት መኪኖም ቀዳማይ ደረጃ ምኮነን ምዝገባ ፈቃድ ዝተዉሃቦም

2 ንስራሕተኛ ሰርቪስ ኣብ ዝህብሉ ሰዓት ዓይነት ናይ ቴክኒክ ብልሽት እንተጋጥም ብህፁፅ ካሊእ ሰርቪስ ክትክእ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ 10000 ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኦም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ክሳብ 21/2/2026 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 21/2/2026 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790 / 0342410085 /0344405806