ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪንናይ ፅሬት ኣቁሑትኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርብ።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን።

3. ሻት ወይ ቲኦቲ እንተኮይኖም ሻት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርክሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ።

4. መኸበሪ ጨረታ ብር 10,000(ዓሰርተ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝኸእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 05/06/2018 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት19/06/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ባዕሎም/ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት።

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 10 ፋ/ምም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኸእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 05/06/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/05/2018 ዓ/ም ሽም፣ ኣድራሻ፣ፊርማ ማህተም ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሳዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንሰ ፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር።

9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋደይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከውን ንጨረታ መክበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።

10. ኣሸናፊ( ሳዓራይ ) ዝኮነ ተወዳዳራይ 3% ዊዝ ሆልዲንግ ይኸፍል።

11. መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

12.ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ.ስ.091413548/0914022473 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ተ.ቑዝርዝሮ ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብርሳን
01Disc Top computer--Core 1-5
-9 generation
- 8 GB Rarm
-1-Tera storage
NO01
02Printer HP-Laserjet pro.
-M4003d
NO01
እስተሽነሪ
01ፕሪንተር ወረቀት807ደስጣ15
02እስክሪቢቶLINC-St50
03እስተፕሊስፓኬት30
04ፕሪንተር ቀለም05A20
05ፓንቸርማእከላይ6
06እስተፒሌርማእከላይ6
07ኣቃፊ /ቦክስ ፋይልKENT50
08ካርቦን ኦርጅናለ8000ደሰ05
09ክላሰር2507ዕሹግ05
ናይ ፅሬት ኣቁሑት
01ፕሪንተር ወረቀት807ደስ15
02እስክሪቢቶLINC-StՊի50
03እስተፕሊስፓኬት30
04ፕሪንተር ቀለም05A20
05ፓንቸርማእከላይ6
06እስተፒሌርማእከላይ6
07ኣቃፊ /ቦክስ ፋይልKENT50
08ካርቦን ኦርጅናለ8000ደሰጣ05
09ክላሰር2507ዕሹግ05
10ፍለሽ64GB10