ን5ይ ጊ ዜ ዝወፅኣ ምልክታ ፕሮፎርማ፣
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝቐንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ወይ መንገድን ትራንስፖርን ዘውፀኦ ሓዱሽ መምርሒ ተሸከርከርቲ ዘድሊ ካልኦት ተሓሳቢ በምግባር ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ትካልና በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት እተማልኡ በዚ ዘርፍ ዝተመዝገብኹም መቕረብቲ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ፤ሰርተፍኬት መቕረባይነትን ናይ VAI ምስክር ወረቐትን ቲን ናምበር መረዳእታ ብኮፒ ከቕርብ ኣለዎ፡፡
❖ እቲ ፕሮፍርማ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣድማስ ዩኒቨርሲቲ ግቢ ውስጢ 3ይ ደብሪ ብኣካል ወይ ወከልቲ ብምልኣኽ ምውሳድ ትኽእሉ፣
❖ ፕረፎርማ ሰድ ክፍቲ ዝኾነሉ እዋን ካብ ዕለት 05/06/2018 ክሳብ 9/06/2018 ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ምውሳድ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ፤
❖ ፕሪፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/06/2018 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣታዊ ይከውን ፣እቲ ፕሪፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽብሉ ሰዓት 5፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት፣
❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል ግቡኦም ኣብ ዘይፍፅሙ ተወዳደርቲ ብኣዋጅ፣ ደንብን መምርሒ ዕደጋ መሰረት ናብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክሲ ብምፅሓፍ ኣድላይ ስጉምቲ ዝውሰድ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
❖ ኣብቲ ፕረፎርማ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን የድሊ፣ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ጠቕላላ ኣገልግሎት፣ ስምሪት፣ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 04 ኣታዊ ይግበር፤
❖ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደሩ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ዝተኣገደ እንተኾይኑ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን፤
ብተወዳድርቲ ዝምላእ
| ተ.ቑ | ዓይነት ስራሕ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነት ሓባሪ ኣንፈት (Speed Limiter Integrated With GPS) | ቑፅሪ | 3 |
ልቢ- Speed Limiter Integrated With GPS ንበጀት ዓመት 2018
ብተወሳኪ መንገድን
ትራንስፖርን ዘውፀኦ ሓዱሽ መምርሒ ተሸከርከርቲ ዘድሊ ካልኦት ተሓሳቢ በምግባር ንክምላእ ንሕብር
1. ትግ-4-02163
2. ትግ-4-02068
3. ትግ-4-02238