ምልከታ ጨረታ ስፔር ፓርት መኪና
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ናይ ስታርተር ፒንየን ገር | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 02 | ፊየስ ፓምፕ | ንፅዕ | 01 | Geely |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን
4. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2018 - 11/06/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠለ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 ተኸታታሊ መዓልቲ ብዕሬት ሰሪሑ ከረክብ ዝኽእልን ፤
6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
7. መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል( እቲ ጨረታ ብፖስታ ዓሺጉ ዘቕርብ) ፅሬት ናይቲ ንብረት ብኣርታዕለ ጋራጅ ብሰብ ሞያ ምስ ተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ምዃኑ
8. ጨረታ ዘሸነፈ ነጋዳይ ዘቕርበልና ደረሰኝ ብገቢዎች ሚኒስቴር ዝወፀ ሓዱሽ ኣዋጅ መሰረት ብብርሃንና ሰላም ማተሚያ ዝተሓተመ OR code ዘለዎ ዘቕርብ
NB
መኪና ሞዴል- LB3772454Fx074450-GC7
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253