ትካል ናይ ማይ ጉድጋዳት ምቅፋር ተከዘ

ፕሮፎርማ

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተከዘ ኳዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ው/ማ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እናመፃኹም ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

4. ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ብዝርዝር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡።

6. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ግዜ 3/6/2018 ዓ/ም - 5/6/2018 ዓ/ም ይኸውን

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቫ፤ 0948466283 ወይ 0914753135 ምርካብ ይከአል

+/ዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Bush Leaf Spring Uppeer90385-18019Pcs4
2Bush Leaf SpringLower90385-18020Pcs4
3Bush Leaf Spring RR90389-14004Pcs2
4Bush Upper Arm48635-26010Pcs1
5Bush Lower Arm48061-35011Pcs4
6End Sub Tierod LH45046-69135Pcs1