ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ

ቁፅሪ ከ/ስ/ዕ ጨ-02 / /018 

ዕለት 29 /05 /2018 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስፒከር ፣ ምንፃፍ፣ ፅሬት ኣቁሑት ካብ ናይ ፕሮጀክት ዩኒስኮም ፕሮግራም ዩኒሴፍን በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 29/05/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት13/06/2018 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 200 ክልተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ 2018 ዓ/ም ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ መቅረባይነት ን2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መኽበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፖኦ ከትሕዝ ዝክእል

6. ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

7. ንፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

8. ንስፒከርን ንምንፃፍን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

9. ንፅሬት ኣቁሑት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ 'ዩ

ቤት ዕት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ስለሞ