ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሞያ ክልል ትግራይ

ዕለት 0.2..../06/2018 ዓ/ም

ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን 322/02/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ _ ቁፅሪ 02/2018

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕለ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ፤ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰፈርት ክተማልኡ ትክእሉ ማለት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቲ ዘርፊ ዘለኩም ፡ ናይ ግብሪ ክፋላይነት መለለይ ቁፅሪ

2. አብ ናይ መንግስቲ ንምውድዳር መቅራባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም::

3. ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘየብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ንኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 02/06/2018-04/06/2018 ዓ/ም ናይ ምሸት ስዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ስዓት አብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ::

4. ፕሮፍርማ ዕለት 05/06/2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ስዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኩም ክትሳተፋ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ::

5. ቫት ዝተመዝገብኩም ዊዝ ሆልዲንግን 3%ን ቫትን 7.5% ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ ይግባእ::

6. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮርማ ብከፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

8. እቲ ዝርዝር አቁሑ መፂእካ ምውሳድ ይከአል

➢ ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራ ይ ጥቃ እንዳገብሪኤል

ቤተክርስትያን::

Tel: 0342415092