ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ቁፅሪ........./2018ዓ/ም

ዕለት----/06/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኸፈልኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ክራይ ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋ
ብር
1ሎደር መሽን ክራይቁፅሪ01

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ _ ዘይብሉ ናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 2/06/2018ዓ/ም ክሳብ 05/06/2018/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይተረኸብሉ ይኽፈት

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ : ኣብ ዉሽጢ ክልተ ማዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብምምፃእ እቲ ሓመድ ምስ በተኖ ናይ ዝበተኖ ሓመድ ጠቕላላ ዋጋ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 3% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ : እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063 /0914120805 ምሕታት ይከኣል