ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ፍራሽን ትራኣስን ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
37989/379821አሰፖነጀ ፈራሸርጉዲ 16CM*90pcs

24

2

ትራኣስ

pcs20

_ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።

_እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።

_ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 30/05/2018-03/06/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ ፡፡

_ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/06/2018 ሰዓት 8:30 ይኸዉን ፡፡

_ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።