ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

4 ናይ መቅረባይነት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 29/5/2018 ዓም ክሳብ 13/6/2018 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከምእዉን ንመሳርሒ ፅሬት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 13/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344407335 / 0921588220