1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቫት ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብክምሉ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ጨረታ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 26/5/2018 ዓን አብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መመምርሒ ዕደጋን ከቅርብ ዝክእል
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ጨረታ ሰነድ ይክፈት
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085