1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣለ ምኮኑ ክፈልጡ አለዎም
2 ተጫረቲ ናይ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ አብ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ተወዳዳራይ ሽም ክታምን አድራሻን ከስፍሩ አለዎም
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብዳይሬክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳርን ጉጅለ ምምሕዳር ንብረት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሮም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
4 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥር ገንዘብ 8000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም
5 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 28/5/2018 ዓም ክሳብ 12/6/2018 ዓም ይከዉን
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
7 ተጫረታይ ሰዓራይ ምካኑ መስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ክወስድ ዝክእል ክከዉን አለዎ
8 እቲ ቤት ዕዩ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420