ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝሮ ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| Ashokland Bus/ ኣሼኩላድ ባስ/ ቻልሲ ናምቨር- MB1PBEHO9FGXA5948 | ||||||
| 1 | ዲስኸ ፍሬስዮን | Pcs | 01 | |||
| 2 | ፕላቶ /Plato/ | Pcs | 01 | |||
| 3 | ሪሊዝ በሪንግ /Relise Bearing/ | Pcs | 01 | |||
➢ እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 29/05/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 03 /06/ 2018 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ብዕለት 04/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኽፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ፖ‛ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽቲ ከም ዉዕሊ የገልግል::>