ምልክታ ጨረታ
ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ
ኣብ መንጎ ብሎክ ለን ረን: ሐንረን : ሀን ረን
ንሕድ ሕድ ሓምለዋይ ቦታ /ግሪን ኤርያ/ ብምልማዕ ንወርሒ እቲ ዝኸፍልዎ ኪራይ ብምጥቓስ ካብ 27/5/2018ዓ/ም ክሳብ 07/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ብፅሑፍ ክተቕርቡ ከምትኽእሉን ጨረታ ዝኸፈተሉ 7/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ምዃኑ ንገልፅ::