ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ዕለት 13-05-18

_ቁፅሪ/ref .no_477 ኤ _ 2 /ፐሮ - 26

ፕሮፎርማ ቑፅሪ -18

አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ብምብታንን ብምልጣፍን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም::

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪT መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኦም ከቅርቡ አለዎም::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ክሳብ27/05/2018 ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::

• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::

• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም::

• አብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ::

• ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 28 93 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::