ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት 26/5/2018 ዓም እዩ
1ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም
2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን
4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ክሳብ 30/5/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ
5 እዚ ጨረታ 30/5/2018 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0920426802 / 0914008595