ፃውዒት ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞዴል HA 801 ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ፊልትሪ ናፍታ | 23303-56040 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 2 | ፊልትሮ ዘይቲ | 90915-30002 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 3 | ፓድ ኪት | 04465-60020 | ሴት | 01 | |||||
| 4 | ሽኩት | 04495-60070 | ሴት | 01 | |||||
| 5 | ታይሮይድ ኢንድ ነዊሕ ቴስቲኒ/ | 45044-69125 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 6 | ታይሮይድ ኢንድ ሓፂር/ቴስቲኒ/ | 45047-69085 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 7 | ሃንድፓምፕ/ca pflie | 23301-17010 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 8 | ባትረ /70AM/ | BOLDEN | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 9 | ሶኒ ቴፕ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 10 | ኦዚል ሺፍት ሲል ድሕሪት ኮምፕሊት | ኮን ወሽር | ሴት | 06 | |||||
| 11 | ዘይቲ ሞተር | ቶታል 15W40 | ጋሎን | 04 | |||||
| 12 | ፊልትሮ ሆዝ | ሜትር | 01 | ||||||
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል
3. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 25/5/2018 ዓ.ም ክሳብ 28/5/2018 ዓ.ም
4. ፕሮፎርማ ዝርአየለ ብዕለት 28/5/2018 ሰዓት 4:30 ይኽፈት
5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ
6. እቲ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወን ኦርጅናልን ምዃኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸውን
7. እቲ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
8. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክልሃይማኖት ቤተክርስትያን