ምልከታ ጨረታ ስፔር ፓርት መኪና
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ካምብዮ ሙሉእ | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 02 | ከሳች ዲስከ | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 03 | ከቨር ከላች ዲስከ | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 04 | ሪሲዝ ቢሪንገ | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 05 | ዘደቲ ካምብዮ | ጋሱን | 01 | Geely | ||
| 06 | ገሪስ | ንፅዕ | 02 | Geely | ||
| 07 | ፓስትሽ | ንፅዕ | 01 | Geely | ||
| 08 | ጌጅ ሊሰደ ፊዩስ ሲሊንደር Part no. 83320-80398 | pcs | 01 | Toyota(pickup) |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን
4. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/5/2018 - 28/5/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፣ ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 ተኸታታሊ መዓልቲ ብዕሬት ሰሪሑ ከረክብ ዝኸእልን ፡
6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
7. መኸበሪ ጨረታ ብር 50000 ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል( እቲ ጨረታ ብፖስታ ዓሺጉ ዘቕርብ)
8. ፅሬት ናይቲ ንብረት ብኣርታዕለ ጋራጅ ብሰብ ሞያ ምስ ተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ምዃኑ
NB
መኪና ሞዴል- LB33772454Fx074450
መኪና ሞዴል JRDF326400081826
ናይ መሸጣ /መግዝኢ/ ሰነድ 100 ብር
ጨረታ ዘሸነፈ ነጋዳይ ዘቕርበልና ደረሰኝ ብገቢዎች ሚኒስቴር ዝወፀ ሓዱሽ ኣዋጅ መሰረት ብብርሃንና ሰላም ማተሚያ ዝተሓተመ/OR code ዘለዎ ዘቕርብ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፡ዕሪ ቴሌፎን-0344-404253